
Hide Translation
እዚ ኣብ ስሌዳ ዘሎ ምልክት እንታይ የመልክት?

Hide Translation
ኣብ ግዜ ጻዕቒ ተራፊክ ፤ ናይ ጽርግያ መስመር እንዳ ቐየርካ ምንቅስቓስ፤ ጻዕቂ ናይ ተራፊክ ክንቅንስ ይሕግዘና'ዶ?
Je rijdt in een bestelwagen die minder dan 3500 kg weegt. Mag je met deze bestelwagen deze straat oprijden?Hide Translation
ካብ 3.500 ኪሎ ንታሕቲ ዝኽብደታ መኪና ትዝውር ኣለኻ ፤ በዚ ጽርግያ ክትዝውር ይፈቀደካ ዶ ?




Hide Translation
ኣብዚ ናይ ታክሲ ደው መበሊ ፤ ደው ኢልካ ሰብ ከተውርድ ይፍቀድ'ዶ?

Hide Translation
ሞተር መኪና ጠፊኡ ከሎ ኣብ ትሰሓበሉ ግዜ ፤ ስቴርሶ እንታይ ክኸውን ተኽእሎ ኣሎ ፡፡

Hide Translation
መምርሒ ፍቕድ ናይ ተሰሓቢት መኪና (BE) መዓስ የድልየካ ?

Hide Translation
ካብዚ ኩርናዓት ንዘዋሪ በጣሕ ክሪኢ ዘይክእል ክፋል ኣየናይ እዩ ፡፡

Hide Translation
ብምኽንያት ሓደጋ ወይ ውን ናይ ብልሽት፤ ኣብ የማናይ ክፋል ጽርግያ ደው ክትብል ተገዲድካ ኣለኻ ፤ ኣየናይ እዩ ቅኑዕ ?

Hide Translation
ትርጉም እዚ ሰሌዳ እንታይ እዩ ፡፡

Hide Translation
ናይ ደው ንብለሉ ራሕቂ ዓቢ ጽልዋ ዘለዎ ነገር እንታይ እዩ?

Hide Translation
ኣየናይ እዩ እቲ ቅኑዕ ቀደም ተከተል ?
View Answers:

Hide Translation
እዚ መሳገሪ ሓደ ዝመስመሩ መገዲ ባቡር ዲዩ?

Hide Translation
ኣብ ናይ ኣውቶቡስ መሳመር/መገዲ ሰብ ከተውርድ ይፍቀድ'ዶ ?

Hide Translation
ካብ ጠቅላላ ሓደጋ ክንደይ ሚእታዊት እዩ ብሰንኪ ብድኻም መራሕቲ መካይን ዘጋጥም?

Hide Translation
ድሕሪ እዚ ናይ ምልክት/ታቤላ ኣብ ሰዓት 100 ኪሎ ሜተር ክንዝውር ንኸእል'ዶ ?

Hide Translation
እዛ ህሳስ ጸላም መኪና ካብ መዕሸጊ ቦታ ክትወጽእ ደሊያ ኣላ፡፡ እንታይ ክትገብር ኣለካ ?

Hide Translation
ኣብ ከምዚ ኩነታት እንታይ ክትገብር ኣሎካ ?

Hide Translation
እዚ ኣብ ሰሌዳ ዘሎ ምልክት እንታይ ማለት እዩ ?

Hide Translation
80 ኪሎ ሜተር ኣብ ሳዓት ትዝውር ኣለኻ ፣ድሕሪ እዚ ኣብ ሰሌዳ ዘሎ ምልክት ደረት ፍጥነትካ ክንደይ ኢዩ?

Hide Translation
እዱ ዝተሰበረ ሰብ መኪና ኣውቶማቲክ ንኽዝውር ፍቑድ ዲዩ ?

Hide Translation
ቁኑዕ መልሲ ምረጽ ?

Hide Translation
ኣብዚ ደው ኢልካ ከተውርድን ከተደይብን ይፍቀድ'ዶ ?

Hide Translation
ካብዚ ታቤላ/ምልክት ኣየንያ ሓደገኛ ቁልቁለት ከምዘሎ የጠንቅቅ?

Hide Translation
ነዛ ኣውቶቡስ ኣብዚ ቦታ ክንሓልፋ ይካኣል'ዶ?

Hide Translation
ኣብ ከምዚ ዝበለ ኩነታት ኣየናይ መብራህቲ ክንጥቀም ኣለካ ?

Hide Translation
እዚ ምልክት እንታይ ማለት እዩ ?

Hide Translation
ኣየን እዩ ቁኑዕ ብቀደም ተኸተል?
View Answers:

Hide Translation
ኣብዚ verdrijvingsvlak/ፉሉይ ጻዕዳ ሕንጻጻት ዘለዎ መስመር /ቦታ ምዝዋር ይፍቀድ ዲዩ። (ኣየናይ መግለጺ እዩ ቁኑዕ)

Hide Translation
እዚ ምልክት ሓበሬታ ምስ ትረክብ እንታይ ትጽበ ?

Hide Translation
50 ኪ፣ሜ ኣብ ሰዓት ትዝውር ኣለኻ፤ ቅኑዕ መልሲ ምረጽ ?

Hide Translation
ሰዓት 19፤30 እዩ ዘሎ ፤ኣብዚ ቦታ ትዝውር ኣለኻ፤ ናብ ፍጡን ጽርግያ/ሃይወይ ንኽትጽንበር ፍጥነትካ ክንደይ ክትከይድ ኣለካ ?

Hide Translation
ኣብ መካበብያ/ጂራፍዮሪ ኣብ ትዝውረሉ ግዜ ናይ ህጹጽ ረድኤት መኪና ናይ ድምጺ ክላክ/ጥሩንባን መብራህትን ወሊዓ ኣብ ትመጻሉ ግዜ እንታይ ክትገብር ኣለካ ?

Hide Translation
ሰዓት 18፤40 እዩ ዘሎ ፤ኣብዚ ቦታ ትዝውር ኣለካ፤ ዝለዓለ ደረት ፍጥነትካ ክንደይ ኢዩ?

Hide Translation
እዚ ምልክት ምስ ትርኢ ፡ ምዓስ እዮም እንስሳ ዘገዳም ክሳገሩ ንጽበ?

Hide Translation
ኣብ ሳልሳይ መስመር ጽርግያ ትዝውር ኣለኻ እንታይ ክትገብር ኣለካ?

Hide Translation
ቅኑዕ መልሲ ሃብ ?

Hide Translation
ኣበይ ሓበሬታ ኢኻ ደው ክትብል ዘለካ?

Hide Translation
ንጸጋም ክትጥወ ደሊኻ እንታይ ይመጽእ ኢልካ ትግምት?

Hide Translation
እዚ ባዓል ሞተር ሳይክል ክሪእዮ ዘይክእል ክፋል ናይ ጽርግያ ኣየናይ እዩ?


Hide Translation
እዚ ኣብ ስሌዳ ዘሎ ምልክት እንታይ የመልክት ?

Hide Translation
ናብ በርኸን ኦፕ ዙም (Bergen op Zoom) ኣብ ቁጽሪ 2 ክትከይድ ትደሊ ኣለኻ ፡ ኣብ የማናይ መስመር ድማ ትዝውር ኣለኻ ። ኣብ ቁጽሪ 1 ማለት እዩ ፤. ኣብዚ ኩነታት እንታይ ክትገብር ኣለካ ?

Hide Translation
ኣብ ከምዚ ኩነታት እንታይ ትገብር?

Hide Translation
ናብ ጸጋማይ መስመር ክትቅይር ምስትደሊ ዝበለጸ ግዜ መዓስ እዩ?

Hide Translation
ኣብ መስመር ኣምስተርዳም (Amsterdam) ትዝውር ኣለኻ፣ ኣብ ከምዚ ኩነታት ክንደይ ፍጥነት ክትዝውር ይፍቀደልካ?
Wat is het functie van gele auto?Hide Translation
ፍሉይ ስራሕ ናይ እዛ ብጫ መኪና እንታይ እዩ?

Hide Translation
መብራህቲ ተወሊዑ ኣሎ፣ መገድኻ ምቀጽልካ'ዶ?

Hide Translation
እቲ ዝሕብሮ ኣንፈት ክትክተሎ ግዴታ ኣለካ ድዩ?

Hide Translation
በዚ መንገዲ እዚ ክትቅጽል ይፍቀደካ ድዩ?
mag je hier naar de rechter rijstrook wisselen?Hide Translation
ኣብዚ ኩነታት ናብ የማናይ መስመር ጽርግያ ክትቅይር ትኽእል'ዶ??
Welke afslag moet je nemen als je naar de uitwijkroute wil rijden?Hide Translation
ናብቲ ናይ ከባቢ ኣንፈት ዝወስድ መስመር ብመኪና ክትከይድ እንተደሊኻ ኣየናይ መውጽኢ ክትወስድ ኣለካ?